ባእሲ ድዩ ወይስ ዓመጻ ?
ዝበዝሑ መጻምድቲ ሓሓሊፉ ዘይምርድዳእ የጋጥም እዩ፡ መጻምድቲ ቀሊል ብዝመስል ሓደጋ ዘውርድ ግርጭት ወይ ባእሲ እዚ ኽኣ ን ናይ ገዛ መጥቃዕቲ የጋጥም እዩ። ን ኹሉ ኣባላት ስድራ ቤት ከኣ ግዳይ ይኸውን ባእሲ (ግርጭት) ኣብ ዘጋጠመሉ ግዜ ብኽልቲኡ ወገን ምክብባር ይጎድል ናይ ገዛ መጥቃዕቲ (ባእሲ) ብሓዳር ምስ ዝነብሩ ንብዕርክነት ምስ ዝቕመጡን የጋጥም። እዚ ብግቡእ ኣቓልቦእን ተዘይረኺቡእን ዳዓበየ ዝኸይድ ግጭት እዩ።
ብኣጋ ኽልቲኦም መጻምድቲ ሽግሮም ኣለልዮም ክፈትሕዎ ኣለዎም።