Question ? Quit

ቍጠባዊ ዓመጻ

ትርጕም

እቲ ግዳይ ሰራሕተኛ እንተኮይኑ፣ ገንዘባዊ ስልጣን ምእጋድ ወይዉን ምውጋድ ፣ ነቲ ባጀት ምቁጽጻር፣ ኣብ ወጻኢታት ኣስተዋጽኦ ዘይምግባር፣ ብዘይ ፍቃድ ንብረት ምግባት፣ ካብ ስርሑ ንክወርድ ጸቕጢ ምግባር ወዘተ
እቲ ግዳይ ሰራሕተኛ ተዘይኮይኑ፣ እኩል ዘይኮነ ናይ ገዛ መነባብሮ ገንዘብ ምሃብ ወይ ከኣ ምስላዕ፣ ነቲ ተበዳላይ ገንዘብ ንክልምን ምግዳድ፣ ጸብጻብ ወጻኢታት ምሕታት፣ ነቲ ተበድላይ ስራሕ ንክይረኽብ ምክልካል።