Question ? Quit

ጾታዊ ዓመጻ

ትርጕም

ወሲባዊ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ጊዜ ጾታዊ ርክብ ምጽራፍ ፣ ኣካላዊ ጎነጽ ኣብ ጊዜ ርክብ፣ ግዴታዊ ወሲባዊ ተግባር ከም (ፖርኖግራፊ ኣቕሓ፣ ሶዶማዊነት፣ ምስ ሳልሳይ ኣካላት ርክብ ምግባር ) ከምኡውን ምዕማጽ።