En cas d’urgence Police 117 | Ambulance 144

ዓመጻ እንታይ እዩ ?

ባእሲ ድዩ ወይስ ዓመጻ ?

ዝበዝሑ መጻምድቲ ሓሓሊፉ ዘይምርድዳእ የጋጥም እዩ፡ መጻምድቲ ቀሊል ብዝመስል ሓደጋ ዘውርድ ግርጭት ወይ ባእሲ እዚ ኽኣ ን ናይ ገዛ መጥቃዕቲ የጋጥም እዩ። ን ኹሉ ኣባላት ስድራ ቤት ከኣ ግዳይ ይኸውን ባእሲ (ግርጭት) ኣብ ዘጋጠመሉ ግዜ ብኽልቲኡ ወገን ምክብባር ይጎድል ናይ ገዛ መጥቃዕቲ (ባእሲ) ብሓዳር ምስ ዝነብሩ ንብዕርክነት ምስ ዝቕመጡን የጋጥም። እዚ ብግቡእ ኣቓልቦእን ተዘይረኺቡእን ዳዓበየ ዝኸይድ ግጭት እዩ።

ብኣጋ ኽልቲኦም መጻምድቲ ሽግሮም ኣለልዮም ክፈትሕዎ ኣለዎም።

ዑደት ዓመጻ

መብዛሕትኡ መጥቃዕቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳወሰኸ ዝኸይድ እዩ። እዚ ኸኣ ኣብ ዑደት ይኽሰት ዝተወሰኑ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዝውስኹ ኾይኖም ብኣጋ እንተ ዘይተፊቲሖም ንግዳይ ናብ ዝልዓለ ጥርዚ መጥቃዕቲ ኣብጺሖም : ናብ ዝልዓለ ጭንቀት ኣውሪዶ ም ክሳብ ናብ ነፈሰ ቕትለት ስጉምቲ ምውሳድ የብጽሑ እዮም ብኽልቲኡ ወገን ግዳያት።

Quitter le site (touche esc) Poser une question
Retour au sommet