En cas d’urgence Police 117 | Ambulance 144

ቈልዑ

ቈልዑ ዓመጽ ይርእዩ

ሓዘን፣ ጭንቀት፣ ዘይ ምትእምማን ከሙዉን ስምዒታዊ ጭንቀት ይስምዖም።

መብዛሕቲኡ ጊዜ ብዛዓባ እቲ ኩነታትን ዕቤቱን ሓላፊነት ይስምዖም።

በዚ ምክንያት ዝተፈላለዩ ጸገማት የርእዩ ከም ስእነት ድቃስ፣ ናይ መግቢ ጸገም፣ ቃንዛ ርእሲ ወይ ጋስትራይት ከብዲ ቅርጸት ናይ ትምህርቲ ጸገም የርእዩ።

ብፍላይ ህጻናት ኣብ ሓደጋ እዩም ምክንያቱ ዋላ ምስ ኣዲኦም እንተለው እቲ ኩነታት ስለዝጸልዎም።

ኣብ መወዳእታ፦ ቆልዑ ነዚ ነገር እዚ ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም ይለማምድዎሞ ከምዉጺኢቱ ድማ ጎነጽ ከም ህጋዊ ባሕሪ ጌሮም ይሓስብዎ።

እዚ ነገር እዚ ንኸየጋጥም ምስ በዓል ጉዳይ ወይ ከኣ ምስ ዝቀርቦም ክዛረቡ ይኽእሉ።

በይንኹም ኣይትትረፉ/ፋ።

Quitter le site (touche esc) Poser une question
Retour au sommet